እዛ “ዓቢ ተስፋ” ዝብል ኣርእስቲ ተዋሂቡዋ ዘሎ መጽሓፍ፡ ትርጒም ናይታ “Great Expectaions” እትብል መጽሓፍ እንግሊዛዊ ቻርለስ ዲከንስ’ያ። ሰባት ብቋንቋ፡ ባህልን ጅኦግራፍን ዋላ እንተተፈላለዩ፡ ብብዙሕ ተመሳሳሊ ናይ ሂወት መስርሓት’ዮም ዝሓልፉ። ሓጎስ፡ ሓዘን፡ ሞት፡ ሂወት፡ ፍቕሪ፡ ጽልኢ ዝኣመሰሉ ዓበይቲ ዛዕባታት ገጻቱ ብዝፈላለ ግን ከኣ ብተመጣጣኒ ደረጃ ይጸልውዎም። ናይ ትርጒም ዕዮምድላው እምበኣር፡ ነዞም ሰባት’ዚኣቶም፡ ኣብ ሂወት ዘለዎም ርድኢታትን ተመኲሮታትን ክናበቡ ሓጋዚ’ዩ። ካብዚ መረዳእታ ብምብጋስ’የ ኽትርጒም ነቒለ።
Title | ዓቢ ተስፋ |
File size | 1.1 MB |
Publication YEAR | 2020 |
Language | Tigrigna |
Publishers | Unverified |
Running | 178 PAGES |
Avg. reading time | 8.9 hrs |
Format | ebook (pdf) |
Translated | Yes From English |
Audio | Not Available |
No reviews available