Login Wish list 0 Mycart
You have 0 item(s) in your cart

Subtotal: 0
TOP EBOOKS
LIMITED-TIME DEAL
KEBHI store > Philosophy > ዝተዘምተ ውርሻ፡ ግሪኻዊ ፍልስፍና ካብ ግብጺ ዝተዘምተ`ዩ!

ዝተዘምተ ውርሻ፡ ግሪኻዊ ፍልስፍና ካብ ግብጺ ዝተዘምተ`ዩ!

  • Quantity : 1
  • ቀንዲ ዕላማ’ዚ መጽሓፍ፡ መበቆል ፍልስፍና ሰሜን ኣፍሪቃ ወይ እቲ ብልማድ ግብጺ ዝበሃል ሃገር ምዃኑ ምግላጽ እዩ። ግሪኻውያን ንፍልስፍና ካብ ግብጺ ከም ዝረኸብዎ፡ ብግብጻውያን ከም ዝተማህሩ፡ ወጥሪ ዝመልኦ ውሽጣዊ ኲነታቶምን ስግኣት ፋርሳዊ ወራርን ፍልስፍና ንምፍራይ ምሹው ከም ዘይነበረ፡ ትሕዝቶ ግሪኻዊ ፍልስፍና ምስ ትሕዝቶ ወይ ፍረ ነገር ናይቲ ግብጻውያን ካብ 4000 ዓመት ቅ.ል.ክ ኣትሒዞም ዘማዕበልዎ “ምስጢራዊ ስርዓት” ተመሳሳሊ ምዃኑ፡ ኣፍሪቃውያን፡ በዚ ብሓሶት ንግሪኻውያን ከኽብር ዝጸንሐ ከንቱ ውዳሴ ኣብ ጸገም ከም ዝተሸመሙ፡ ግብጻዊ ፍልስፍና ብኸመይን ብመንን መዓስን ከም ዝተዘምተን፡ ንሕውየት ኣፍሪቃዊ መቑሰልቲ እንታይ ክግበር ከም ዘለዎ ዘእምም እማመን ካልእ ኣገደስቲ ኣርእስትታትን ኣብ’ዚ መጽሓፍ ብዕምቆት ተዳህሲሱ ኣሎ።

Product details

Title ዝተዘምተ ውርሻ፡ ግሪኻዊ ፍልስፍና ካብ ግብጺ ዝተዘምተ`ዩ!
File size 1.6 MB
Publication YEAR 2014
Language Tigrigna
Publishers Unverified
Running 108 PAGES
Avg. reading time 5.4 hrs
Format ebook (pdf)
Translated Yes From English
Audio Not Available
ሚካኤል ኣዳም
Joined - 4 months ago

ሚኪኤል ኣዳም፡ ተርጓምን ጸሓፍን ኰይኑ፡ ብሓፈሻ ኣርባዕተ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈ እዩ። ኣና ካረኒና ፍቕራዊት ልብ ወለድ፡ ተፈታዊት እውን ብሉጻት ዛንታታት ሩስያ ዘካተተት እያ። እጒሂ ምበር ተስፋ ኣይቆርጽን ከሙኡ ውን ዝተዘምተ ውርሻ ካልኦት መጻሕፍቱ እየን።

customer reviews

No reviews available