እዚ መጽሓፍ’ዚ፡ ሕብረ-ብዙሓዊ ትሕዝቶ ኣለዎ። ንፍቕሪ፡ ስነ-ልቦና፡ ስነሓሳብ፡ ፖለቲካ ወ.ዘ.ተ ዝትንክፉ ጽሑፋት ዘጠቓለለ መጽሓፍ። እቶም ጽሑፋት፡ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ዝተጻሕፉ ኰይኖም፡ ገሊኣቶም ኣብ ጋዜጣ ንኽወጹ ብምባል ዝጸሓፍክዎም፡ ገሊኣቶም ድማ ንዓይ ንመዘኻኸሪ ክዀኑኒ ብምባል ኣብ መዘክር ዝሓናጠጥክዎም’ዮም። ክቡር ኣንባቢ፡ ነዛ መጽሓፍ’ዚኣ፡ ኣብ ኢድካ ኣንቢረያ ኣለዂ’ሞ፡ ክትረብሓላ እምነ። ንሃናጺ ርእይቶኻ ድማ እጽበ።
Title | እጉሂ`ምበር፡ ተስፋ ኣይቆርጽን`የ! |
File size | 1.2 MB |
Publication YEAR | 2017 |
Language | Tigrigna |
Publishers | Unverified |
Running | 143 PAGES |
Avg. reading time | 7.2 hrs |
Format | ebook (pdf) |
Translated | Not Translation |
Audio | Not Available |
No reviews available