እዛ መጽሓፍ’ዚኣ፣ ንናይ ህጻናትን ተመሃሮ መባእታን ባህጊ እትምልስ፣ ወለዲ ኣብ ደቆም ዘሎ ኣረኣእያ እተስፍሕ፣ ናይ ደቆም ዝንባሌታት እተለልየሎም፣ ካብ ኣዝዩ ኣክሳሪ ነገራት ኣድሒና ናብ ቅኑዕ መኣዝን እናማእዘነት ኣብ ኣካዳሚያዊ፣ ግብራዊ ንጥፈታትን ማሕበራውን ውልቃውን ዝምድናዊ ምዕባለኦም እተዕውቶምን መጽሓፍ ኰይና ቀሪባ ኣላ። ብሕልፊ፣ ኣብ ነብስ ወከፍ ገጽ እዛ መጽሓፍ ዘለው ጥቕስታት ንኣተዓባብያ ህጻናትን ወለድን ዝድርኹ ዓበይቲ ሓሳባትን ስለዝተወሳኻ፣ ነዚ ኣብ ላዕሊ ተዓሊሙ ዘሎ ዕላማ ብልክዕ ኣብ ምትርጓም ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዘለዎ መጽሓፍ እያ።
Title | ልቢ ህጻን |
File size | 4.6 MB |
Publication YEAR | 2013 |
Language | Tigrigna |
Publishers | Unverified |
Running | 97 PAGES |
Avg. reading time | 4.9 hrs |
Format | ebook (pdf) |
Translated | Not Translation |
Audio | Not Available |
No reviews available