ኣብ’ዛ መጽሓፍ፣ ዊንታ ዝተባሃለት ጠባይ፣ ሰለስተ ተጻረርቲ ጠባያት ይፍጠራኣሞ፣ እዘን ሰለስተ ጠባያት’ዚአን ነንሓድሕደን እናተጻረራ ኣንፈታን ራእያ ካብ ምህጻጽ ንምድሓን ምስ መምህር ሰላም ሌላ ፈጠረት። መም ሰላም፣ ንዘጋጠማ ብዶሆ ክፈትሕ ኢሉ ካብተን ሰለስተ ክልተ ጠባያት ከህሰሰን ክብል ከሎ ንሱ ሓሲብዎ ዘይፈልጥ ካልእ ፍሉይ ጠባይን ዓለምን ተፈጠረ። መም ሰላም፣ ንዊንታ ከም ኣዒንቲ ንስሪ ኰይና ጸሓይን ወርሕን ተለቒሑ፣ ከም ኣክናፍ ንስሪ ኰይና ከዋኽብትን ህዋን ፈጢራ ኣድማሱ ገፊሕሉ። መም ሰላም፣ ነዚ ተመክሮ ዊንታ ከም ባይታ ምርምርን ስልታዊ ኣልያን ወሲዱ ናይ መወዳእታ ሃረም ዓወት ጨቢጡ፥ ዊንታ ድማ ናታ ዓለም ፈጢራ ኣሰር መም ሰላም ተኸቲላ ወሰደት ከተብል እንከላ እተዘንቱ መጽሓፍ እያ።
Title | ሌካ ሌካ ዊንታ |
File size | 4.2 MB |
Publication YEAR | 2014 |
Language | Tigrigna |
Publishers | Unverified |
Running | 786 PAGES |
Avg. reading time | 39.3 hrs |
Format | ebook (pdf) |
Translated | Not Translation |
Audio | Not Available |
No reviews available