እዛ ናይ ኣጋታ ክሪስት “Death on the Nile” እትብል መጽሓፍ ናብ "ጃክሊን" ብዝብል ተርጕማ ቀሪባ ዘላ “ጃክሊን” ካብ ዝተሓላለኸን ዝረቐቐን ናይ ገበን ፍጻመ ብምብጋስ፣ ፈለማ ፍቕሪ ዝዕንብበሉ፣ ቅንኢ፣ ሕነ ምፍዳይ፣ ሓያል ጽልኢን ተንኰልን ዝኣመሰሉ ነጥብታት እናልዓለት ብህርፋን እትንበብ ናይ ኣጋታ ክሪስት ግንንቲ መጽሓፍ እያ።
Title | ጃክሊን |
File size | 798 KB |
Publication YEAR | 2012 |
Language | Tigrigna |
Publishers | Unverified |
Running | 122 PAGES |
Avg. reading time | 6.1 hrs |
Format | ebook (pdf) |
Translated | Yes From English |
Audio | Not Available |
No reviews available