Login Wish list 0 Mycart
You have 0 item(s) in your cart

Subtotal: 0
TOP EBOOKS
LIMITED-TIME DEAL
KEBHI store > psychology > ዕዳጋ ፍቕሪ

ዕዳጋ ፍቕሪ

  • Quantity : 1
  • እዚ ዕዲጋ ፍቕሪ ዘርእስታ ቦኽሪ መጽሓፈይ ሰለስተ ዝተፈላለዩ ክፋላት ስነ-ጽሑፍ ሓቚፋ ኣላ። 30 ግጥምታት፡ 5 ሓጸርቲ ዛንታታት ከምኡ’ውን ኣብ ተመሳሳሊ ምከናን ብሓደ ጠባይ ዝተኣሳሰራን 5 ዓንቀጻት ሒዛ ትርከብ። መብዛሕትኦም ግጥምታተይ፡ ሓጺር ዛንታታተይ ከምኡ’ውን ዓንቀጻተይ ኣብ ውሽጥና ንእንገብሮ ቅልስን ረጽምን ዝውክሉ እዮም። ብሓፈሻ እታ መጽሓፍ ክትርአ እንከላ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት እኳ ተተኩር እንተኾነት ምከና ናይ መብዛሕትኦም ትሕዝቶኣ ግና ኣብ ውሽጥና እዮም ዝካየደ።

Product details

Title ዕዳጋ ፍቕሪ
File size 1.2 MB
Publication YEAR 2016
Language Tigrigna
Publishers Unverified
Running 161 PAGES
Avg. reading time 8.1 hrs
Format ebook (pdf)
Translated Not Translation
Audio Not Available
ሚካኤል በርሀ
Joined - 4 months ago

Author Bio not available

customer reviews

No reviews available