Login Wish list 0 Mycart
You have 0 item(s) in your cart

Subtotal: 0
TOP EBOOKS
LIMITED-TIME DEAL
KEBHI store > psychology > 7 መፍትሕ ዓወት

7 መፍትሕ ዓወት

  • Quantity : 1
  • እዚ ጽሑፍ ካብታ ‘7 Keys to success’ እትብል መጽሓፍ ናይ ዊል ኤድዋርድስ እተተርጐመ’ዩ። መፍትሕ ዝብል ቃል ክበዝሕ እንከሎ ‘መፋትሕ’ ወይ መፍትሓት እዩ ዝኸውን። እዚ ክልቲኡ ናይ ረባሕታ ኣማራጺ፡ ሸውዓተ ዝብል ቃል ተወሲኽዎ እንክንበብ ምቹእነት ዘለዎ ዀይኑ ኣይረኸብኩዎን። ስለዚ ኸኣ’የ መፍትሕ ዓወት ዝብል ኣርእስቲ ክትርጉሞ ወሲነ። ቅድሚ ገለ ዓመታት፡ ነዚ ጽሑፍ ይትርጉም ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን፡ ቅድሚ ሓጺር ግዜ፡ ‘ስነ-ልቦና ገዛእ ርእስኻ’ ናይ ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል ከምኡ’ውን ‘እቲ ምስጢር’ ናይ ስዒድ ሳልሕ ኣንቢበየን ስለ ዝነበርኩ ኣብ መስርሕ ምትርጓም እንተስ ብቐጠታ እንተስ ብሓፈሻ ንመንፈስ ናይዛ መጽሓፍ ጸልየንኣ ይዀና’የን እብል።

Product details

Title 7 መፍትሕ ዓወት
File size 103 KB
Publication YEAR 2020
Language Tigrigna
Publishers Unverified
Running 10 PAGES
Avg. reading time 0.5 hrs
Format ebook (pdf)
Translated Not Translation
Audio Not Available
ሃብቶም እዮብ
Joined - 6 months ago

Author Bio not available

customer reviews

No reviews available